መቐለ —
ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ኲሓ ብሓይልታት ፀጥታ ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ዝወዓሉ ኣባላት ዓረናን ካልኦት መናእሰይን ሎሚ ሶሉስ ናብ ቤት ፍርዲ ቐሪቦም።
ኣብቲ ቤት ፍርዲ ስድራ ኾነ አባላት መራኸቢ ብዙሃን ምእታው ተኸልኪሉ እዩ።
ኣብዚ ጉዳይ ምላሽ ዝምልከቶ መንግስታዊ ኣካል ንምርካብ ዝተገበረ ፃዕሪ’ውን ኣይሰመረን።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክ/ከተማ ኹሓ ዝተኣሰሩ አባላት ዓረናን ካልኦት መንእሰያትን ሎሚ ናብ ቤት ፍርዲ ቐሪቦም