መቐለ —
ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ገዱ ኣንድኣርጋቸው ብምቕዋም ስልፊ ተኻይዱ።
እቲ ሰልፊ ትማሊ መስመር ሑመራ ኦምሓጀር ኣብ ዝኽፈተሉ ዝነበረ እዋን ከምዝተኻየደ’ውን ተፈሊጡ’ሎ።
ኣብዚ ጉዳይ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ምላሽ ኣይሃበን።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ከተማ ሰቲት- ሑመራ ተቓውሞ ተኻይዱ