ኣስመራ —
ናብ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ኣስመራ ኣብ ውሽጢ መደበር ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣውሪዱ።እቲ ሓደጋ ከባቢ ሰዓት 2:00 ናይ ለይቲ ከምዝጀመረን ካብ ሰዓት 2:30 ክሳብ ሎሚ ንግሆ ሰዓት 8:00 ሓሙሽተ መካይን መጥፋእቲ ሓዊ ኣዋፊሩ ብዝገበሮ ጻዕሪ ነቲ ሓደጋ ባርዕ ምሉእ ብምሉእ ክቆጻጸርዎ ከምዝኸኣሉ ቤ/ጽ ኣሃዱ ምክልኻል ባርዕ ሓዊ ዞባ ማእከል ሓቢሩ።
በቲ ሓደጋ ኣብ ሂወት ሰብ ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየሎ ተፈሊጡሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኣስመራ ኣብ ውሽጢ መደበር ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጉድኣት ኣውሪዱ