ኣብ ኣመሪካ ክሳብ መወዳእታ'ዚ ዓመት ኣስታት 1 ሚልዮን ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ክሞቱ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

ኣብ ኣመሪካ ክሳብ መወዳእታ እዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ቁጽሪ ብኮቪድ 19 ዝሞቱ ሰባት ሓደ ሚልዮን ክበጽሕ ከምዝኽእል ግን ኸኣ እዚ ከይኸውን ምክልኻል ከምዝከኣል ተገሊጹ።

ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ኸኣ 70% ኣባጽሕ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብዚ እዋን እዚ ሙሉእ ክታበት ኮቪድ 19 ተኸቲቦም ከምዘለዉ ተሓቢሩ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣመሪካ ክሳብ መወዳእታ'ዚ ዓመት ኣስታት 1 ሚልዮን ሰባት ብቫይረስኮሮና ክሞቱ ከምዝክእሉ ተገሊጹ