ኣዲስ ኣበባ —
ብሰንኪ ኣብ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኸፍአ ዝተባህለ ዘጋጠመ ደርቂ 20 ሚልዮን ሰባት ሓደጋ ጥምየትን ኣንጸላልይዎም’ሎ።
ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ኣብ ሰሜን ዘሎ ኹናት ተደሚሩ ልዕሊ 7-ሚልዮን ሰባት ሕፅረት መግቢ ኣጋጢምዎም ይሳቀዩ’ለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዘጋጠመ ደርቂ 20 ሚልዮን ሰባት ሓደጋ ጥምየት ኣንጸላልይዎም'ሎ