ዋሽንግተን —
ኣህጉራዊ ውድብ ማይግረሽን ኣብ ኮንተይነር ተዓጽዮም ንዝነበሩ 11ኢትዮጵያዋይን ኣብ ምድሓን ከምዝሓገዘ ኣፍሊጡ። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዶብ ማላውን ሞዛምቢክን ብዘይሕጋዊያን ኣስገርቲ ሰባት ኣብ ኮንተይነር ተዓጽዮም ከምዝተረኽቡ እቲ ትካል ይጠቅስ። እቲ ናይ ህይወት ምድሓን ስራሕን ብመንግስታት ኢትዮጵያን ፣ ሞዛምቢክን ዝተወሃሃደ ምንባሩ`ውን ሓቢሩ`ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ሞዛቢንክ ካብ ኣብ ዝተዓጽወ ኮንቴነር ዝተረፉ ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ምምላሶም ተገሊጹ