አዲስ አበባ —
ኣብ ክሲ መዝገብ ዶ\ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሽሞም ሰፊሩ ዝርከቡ 62 ተጠርጠርቲ ነቶም 19 ምኽንያት መኽሰሲኦም ብፅሑፍ ከምዝተዋህቦም ተፈሊጡ። ዝርዝር እቲ ኽሲ ኣይተነበበን ። ቤት ፍርዲ ቆፀሮ ሂቡ ኣሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ መዝገብ ክሲ በዓል ዶ/ር ደብረጽየን ካብዘለው 62 ተጠርጠርቲ 19 ምክንያት መኽሰሲኦም ከምዝተዋህቦም ተገሊጹ