ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ 180 ስደተኛታት ሲሲሊ ምእታዎም ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ብ ኣርባዕተ ስርሒታት ህይወት ኣድሕን ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ 180 ስደተኛታት ንክራገፉ ፍቓድ ካብ ሰበ ስልጣን ኢጣልያን ማልታን ክጽበዩ ድሕሪ ምጽናሕ ትማሊ ሶኑይ ኣብ ወደብ ኢምፒደኮሎ ሲሲሊ ምእታዎም ተገሊጹ።
Your browser doesn’t support HTML5