ኣምባ.ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ ክልል ትግራይ ምብጻሕ አካይደን

ሓዳስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ትማሊ ሶኑይ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ኣካይደን።ኣምባሳደር ጊታ ኣብቲ ዑደተን ምስ ፈጸምቲ ስራሕ'ቲ ኽልል፡ ምስ ተቓወምቲ ውድባት ምስ ሓለፍቲ ትካላት ወሃብቲ ሓገዝን ተራኺበን ዘተ ኣካይደን።

ንሓበሬታ ኤምባሲ ኣሜሪካ መሰረት ጌሩ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣምባ.ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ ክልል ትግራይ ምብጻሕ አካይደን


ንድምጺ ዘይንጹርነት ይቕሬታ ንሓትት።