ሃዋሳ —
ኢጋድ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ሞያለን ቱርካናን ብዝፍጠር ተደጋጋሚ ግጭት ኣብ ናይቲ ከባቢ ቁጠባዊ ዕብየት ዝሕታለን ውጥረትን ክሰፍን ገይሩ’ሎ ይብል ።
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ነባሪ ሰላም ንምርግጋፅ ዓሊሙ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ መንግስታዊ ሰበስልጣን ክልቲአን ሃገራት ይሳተፉ ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ኢጋድ ኣብ ሞያለ ቱርካና ዘጋጥም መጥቓዕቲ ንቁጠባ'ቲ ከባቢ የዛሕትሉ ከምዘሎ ገሊጹ