ኢትዮጵያዊ ለሊሳ ደዲሳ ኣብ ማራቶን ዶሃ ተዓዊቱ
Your browser doesn’t support HTML5
ትማሊ ሰንበት ኣብ ዶሃ ዝተኻየደ መበል 17 ማራቶን ዶሃ 2019 ኢትዮጵያዊ ለሊሳ ደዲሳ ቀዳማይ ብምዃን ተሸላሚ ወርቂ ኽከውን ከሎ ድሕሪ ኣርባዕተ ሰከንድ ውድድሩ ዝዛዘመ ኢትዮጵያዊ ሞስነት ገረመው ድማ ካልኣይ ፡ ኬንያዊ ኣሞጽ ኪፕሩቱ ድማ ሳልሳይ ብምዃን ተዓወቲ ኮይኖም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5