መቐለ —
ኢትዮጵያ ሓይሊ ባሕሪ ክትውንን ምንቅስቃስ ተጀሚሩ’ሎ ክብሉ ኢታማጆር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጀነራል ሰዓረ መኮነን ሓቢሮም።
እቶም ጀነራል ነዚ ዝበሉ እዚ ሰሜን ሓይሊ ምክልኻል ንምጅማር ሓዱሽ ዓመት ጠሚቱ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
“ኢትዮጵያ ሓይሊ ባሕሪ ክትውንን ምንቅስቃስ ተጀሚሩ’ሎ” ጀነራል ሰዓረ መኮነን