ዋሽንግተን —
ናይ ኣሜሪካ አማኻሪ ሃገራዊ ፀጥታ ጆን ቦልተን ሎሚ ኣብ ሞስኮ ምስ ፕረዚደንት ቪላድሚር ፑቲን ተራኺቦም ተዘራሪቦም።ቦልተን ምስ ፑቲን ዝተራኸቡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንኣሜሪካ ካብቲ ኣብ 1982 ዓ.ም ዝተገብረ ውዕል ማእኸላይ ርሕቐት ኒኩሌር ንኽትወፅእ ዝደለይሉ ምኽንያት ንምግላጽ እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
አማኻሪ ሃገራዊ ጸጥታ ኣሜሪካ ምስ ፕረዚደንት ሩስያ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም