ዋሽንግተን —
ተራ ሜክሲኮ ኣብ ምንሃር ዋሕዚ ስደተኛታት ብዝምልከት ምክትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ካሚላ ሃሪስ ምስ ፕረዚደንት ሜክሲኮ ኣንድረስ ማንዌል ሎፔዝ ከምዝዘራረባሉ ገሊጸን። ንሰን ምስ መራሒ ሜክሲኮ ዝዘራረባ ድሕሪ ምስ ፕረዚደንት ጓቲማላ ተመሳሳሊ ዝርርብ ድሕሪ ምክያደን እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ንጉዳይ ስደተኛታት ብዝምልከት ኣብ ጓቲማላ ዝበጽሓ ም/ፕረ.ኣሜሪካ ናብ ሜክሲኮ'ውን ከምዝበጽሓ ተሓቢሩ