መቐለ —
ናጽነት ትግራይ ዝተባህለ ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐስ ውድብ፡ ጉዳይ ክልል ትግራይ ብሓደ ኣካል ጥራይ ዝውሰን ስለዘይኮነ፡ ንኩሎም ዝምልከቶም ኣካላት ብዝሓቖፈ መንገዲ ክስራሕ ይግባእ ኢሉ።
እቲ ውድብ፡ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለጺ ኣውጺኡ`ሎ::
Your browser doesn’t support HTML5
'ናጽነት ትግራይ' ዝተባህለ ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቀስ ውድብ ንእዋናዊ ጉዳያት ዝምልከት መግለጺ ሂቡ