ትግራይ፡ ሓደሽቲ ምሩቓት ኣብ ዝርግሓን ዕብየትን ኣገልግሎት ሕክምና ዓብይ ኣበርክቶ ኣለዎም ተባሂሉ

Your browser doesn’t support HTML5

በብግዚኡ ዝምረቑ ሓደሽቲ ተመረቕቲ ሓካይም ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ብቐረብኡ ኣገልጋሎት ሕክምና ንክረኽቡ ይሕግዝ ኣሎ ክብል ቤት ጽሕፈት ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ጽሕፈት ብተወሳኽI ተበፃሕነት ሓካይም ሓደ ን 10 ሽሕ ንምግባር ፃዕሪ ይገብር ምህላዉ ሓቢሩ’ሎ።