ዋሽንግተን —
ሰበስልጣን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት፥ ሰበስልጣን ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብቶም ብኣሻሓት ዝቑፀሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝርከብሉ መዓስከር ንክአትዉ ከፍቅዱሎም ሓቲቶም ።
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ጎንፂ ካብ ዝጅመር እቶም ስደተኛታት ዝኾነ ዓይነት ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘይረኸቡ እቲ ትካል ሓቢሩ'ሎ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ትካል ስደተኛታት ሕ/ሃ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራዊያን ክኣትው ክፍቐደሎም ሓቲቶም