ዋሽንግተን —
ወሃብቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ናብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ከይዶም ሓገዛት ንምሃብ ምድልዋቶም ከምዝዛዘሙን ነቲ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሃበና ፍቃድ ንፅበ ኣለና ክብል ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት (UNHCR) ሓቢሩ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ትካል ስደተኛታት ሕ/ሃ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ ንምብጻሕ ድልው ምዃኑ ገሊጹ