ቪድዮ ተወላዶ ትግራይ ተታሒዞምሉ ዝነብረ መዓስከር ሰመራ ምሉእ ብምሉእ ምዕጻው ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ መስከረም 19, 2022 ገብረሚካኤል ገብረመድህን Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ክልል ዓፋር ተወላዶ ትግራይ ተታሒዞምሉ ዝነበረ መዓስከር ሰመራ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተዓፀወ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።