ባህርዳር —
ኣብ ከተማ ባህርዳር ካብ ኩሎም ካምፓሳት ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ዝተዋጽ ኡ ተማሃሮ ማሕበር ተማሃሮ ኣምሓራ መስሪቶም።
አካቢ ማሕበር ተማሃሮ ኣምሓራ ፈለቀ ምስጋናው ማሕበር ተማሃሮ ኣምሓራ ዛጊት ሃጺር ጊዜ ኣብ 20 ዩኒቨርሲቲታት ተመስሪቱ’ሎ። ዕላማና ንጊዚ ኡ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ልዕሊ ተማሃሮ ተወላዶ ኣምሓራ ዝወርድ መጥቓዕቲ ንምክልኻል’ዩ፡ ነባሪ ድልየትና ድማ ኣብ ክልል ኣምሓራ ምሁራን ዝፈርይሉ ብፍልጠት ዝምራሕ ማሕበረሰብ ንምፍጣር እጃምና ንምብርኻት’ዩ ኢሉ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ተማሃሮ ባህርዳር ዩኒቨርሲቲ ማሕበር ተማሃሮ ኣምሓራ መስሪቶም