ብዛዕባ ሃለዋትን መሰላትን ቆልዑት ኣፍሪቃ ዝዝትይ ኣህጉራዊ ዓውደመጽናዕቲ ኣብ ኣስመራ ይካየድ ኣሎ

እቲ `'ኣፍሪቃዊ ኮሚቴ ክኢላታት ኣብ ምሕላው መሰላት ቆልዑት`' ዝተባህለ ትካል ዘካይዶ ዘሎ ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝርአ ምዝንባል ቆልዑን ኣተሓሕዝኡን መሰረት ዝገበረ'`ዩ።

እቲ ኮሚቴ `'ኣጀንዳ 2040፡ ንቆልዑት ትኸውን ኣፍሪቃ ምህናጽ`' ዝብል መደብ ዘሰጉም ዘሎ ኮይኑ፡ ኣብ ዶብ ምስግጋር ኣብ ልዕሊ ቆልዑት ዝወርድ ጸቕጥን ብድሆታትን ክቐርፍ ዝፍትን`ዩ።

ምሉእ ሪፖርት ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ብዛዕባ ሃለዋትን መሰላትን ቆልዑት ኣፍሪቃ ዝዝትይ ኣህጉራዊ ዓውደመጽናዕቲ ኣብ ኣስመራ ይካየድ ኣሎ