መቐለ —
ወረዳ ናይ ምኻን ሕቶ ዘለዎም ተቓወምቲ ሰልፈኛታት ንሓደ ሰሙን ዝኣክል ዓፅዮሞ ዝፀንሐ መንገዲ መቐለ - ሳምረ ተኸፊቱ::
ተወከልቲ እቲ ከባቢ ምስ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤ ኣብቲ ጉዳይ ጠሚቱ ከምዝዘተዩ ተገሊፁ::
ብወረዳ ናይ ምውዳብ ጉዳይ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣብያተ ምኽሪ ጣብያታት ክውሰን ክግበር እዩ ተባሂሉ::
Your browser doesn’t support HTML5
ብሰልፈኛታት ተዓጽዩ ዝቐነየ መስመር መቐለ ሳምራ ተኸፊቱ