ብሓይልታት ጸጥታ ተወሲዶም ሃለዋቶም ዘይተፈልጠ ውልቀሰባት ጉዳዮም ክርአ ስድራቤት ይሓቱ

ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ብሓይልታት ፀጥታ መንግስቲ ተጨውዮም ዝተወስዱን ኣበይ ከምዝኣተው ዘይተፈልጡን ዜጋታት ጉዳዮም መፍትሒ ክወሃቦ ስድራ ቤታት ይሓቱ ኣለው።

ኣርባዕተ ኣወዳት ኣሕዋታ ቅድሚ 24 ዓመታት ብሓይልታት ፀጥታ /ደሕንነት/ ከምዝተወስዱ ዝገለፀት መንእሰይ ንቀዳማይ ሚንስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ጣልቃ ክኣትው ተማሕፂና።

ጠቕላሊ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ዝሃቦ መልሲ ብውልቅን ብጉጅለን ጥርዓናት ናይ ምርኣይ መሰል እንተሃለወና’ዃ ከምዚ ዓይነት ሕቶ ግን ዛጊድ ኣይቀረብልናን ኢሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ብሓይልታት ጸጥታ ተወሲዶም ሃለዋቶም ዘይተፈልጠ ውልቀሰባት ጉዳዮም ክርአ ስድራቤት ይሓቱ