አዲስ አበባ —
ናይ ክልል ኣምሓራ ቤት ምኽሪ ድሕነትን ፀጥታን ዘውፅኦ ክልከላታትን ውሳነታትን መበገሲኡ ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ዝቐፀለ ፀገም ፀጥታ እዩ፤ወታደራዊ ኲናት ግን የለን ክብሉ ኣማኻሪ ሕጊ ፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ኣቶ መርሃፅድቅ መኮነን ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም።
Your browser doesn’t support HTML5
ቤት ምኽሪ ድሕነትን ፀጥታን ክልል ኣምሓራ ዘውፅኦ ክልከላታትን ውሳነታትን ብሰንኪ ጸገም ጸጥታ ገለ ከባቢታት ምዃኑ ተገሊጹ