በዓል ኣሸንዳ 2012 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣደባባይ ኣይተኸበረን

በዓል ኣሸንዳ 2012 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣደባባይ ኣይተኸበረን::

እቲ በዓል ብምኽንያት ቫይረስኮረና "ኣሸንዳ ኣብ ገዛና" ብዝብል እዩ ተኸቢሩ::

ምክትል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል: "ኣሸንዳ ኣብ ኣደባባይ ከይነኽብር ዝገበረና ለበዳ ኮረና ቫይረስ ጠመተ ሂብና ክንከላኸሎ ይግባእ ኢሎም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

በዓል ኣሸንዳ 2012 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣደባባይ ኣይተኸበረን