ዋሽንግተን —
ቃለ-ምልልስ ምስ ኣቦ-መንበር ዓለምለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ኣቶ ወሰንሰገድ “ሰገድ” ሓጎስ ንቕርጺን ኣሰራርሓን እዚ ምንቅስቓስ ከምኡ’ውን ኣብ ቀረባ ግዜ ምስ ሓይልታት ትግራይ ሓቢሮም ንኽሰርሑ ምውሳኖም ዘውጽኡዎ መግለጺን ካልእን ኣዘራሪብናዮ ኣሎና። ኣብዚ መደብ ካብ ህዝቢ ዝመጸ ሕቶታት’ውን ኣጣቓሊልና ኣሎና።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ-ምልልስ ምስ ኣቦ-መንበር ዓለምለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ኣቶ ወሰንሰገድ ሓጎስ