አዲስ አበባ —
ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ናብ መዝነት ካብ ዝመጹ ሓደ ዓመት ኣቑጺሮም ኣለው። ንፈለማ ጊዜ ምስ ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ አዲስ ኣበባ ቃለ መጠይቕ አካይዶም ኣለው።
ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ኢትዮ-ኤርትራን ምዕጻው ዶባት ክልቲኣን ሃገራት ዝቐረበሎም ሕቶታት መሊሶም።
ካልኣይ ክፋል’ቲ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ (2ይ ክፋል)