ቀ/ሚ ኣብይ ምስ ነበርቲ መተከል ተመያይጦም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ብምኻድ ሎሚ ምስ ነበርቲ መተከል ተመያይጡ።

ዶ/ር ኣቢይ ኣብቲ እዋን፥ ኣብቲ ከባቢ ልዕልና ሕጊ ምኽባር ዋና ኣጀንድኡ ምዃኑ ኣፍሊጡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር​ ምስ ጠቕላሊ ሓለቓ ወተሃደራዊ ስታፍ ጀነራል ብርሃኑ ጁላን፡ ሚኒስትር​ ሰላም ወ/ሮ ሙፈርያት ካሚልን'ዮም ናብቲ ቦታ ተጓዒዞም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ/ሚ ኣብይ ምስ ነበርቲ መተከል ተመያይጦም