ሻምፒዮን ቕድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2018 ተኻይዱ

ሻምፒዮን ቕድድም ብሽክለታ ኤርትራ ዝሓለፈ ሰንበት ሰነ 29 ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ተኻይዱ። ኣብ`ቲ ካብ ሓሙሽተ ሃገራት ዝመጹ 11 ፕሮፈሽናል ተቐዳደምቲ ዝተሳተፍዎ ውድድር፡ ኤርትራዊ ኣባል ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ጋንታ ዳመንሽን መርሃዊ ቕዱስ ሻምፒዮን ኤርትራ 2018 ብምዃን ናይ ፈለማ ዓወቱ ኣመዝጊቡ።

ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ

ካብ ደቀንስትዮ ድማ፡ ዝናር ፍጹም ካብ ጋንታ ዓራግ ዝቐልጠፈት ተቓዳዳሚት ተባሂላ ተሸሊማ`ላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሻምፒዮን ቕድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2018 ተኻይዱ