ስነ ስርዓት ኣከባብራ መበል 28 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ - ኣስመራ

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ `ምስ`ዚ ሓዲሽ ክውንነት ብዝሳነ ካብ ህንጸት-መሰረተ ልምዓት ከይወጻና፡ ህይወት ህዝቢ ብነባሪን ብዓይነትን ንምልዋጥ ክንሰርሕ ኢና።`

ዝሓለፈ ዓርቢ መበል 28 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዝተኸብረሉ፡ ኣብ ስታድየም ኣስመራ መደረ ዘስምዑ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ እዚ ሓዲሽ ዘመን፡ ህዝቢ ኤርትራ ውጽኢት ጽንዓቱ ዝርኣየሉ እዋን ብምዃኑ፡ ናይ`ዚ ዓመት መሪሕ ቃል፡ ጽንዓት ብጽንዓት ንልምዓት ኮይኑ`ሎ ኢሎም።

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ኣተሓሒዞም፡ ምስ`ዚ ሓዲሽ ክውንነት ብዝሳነ ካብ ህንጸት-መሰረተ ልምዓት ከይወጻና፡ ህይወት ህዝቢ ብነባሪነትን ብዓይነትን ንምልዋጥ ክንሰርሕ ኢና ኢሎም።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ስነ ስርዓት ኣከባብራ መበል 28 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ - ኣስመራ