ሱዳን: ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምስሕሓብ ንምፍታሕ መንጎኝነት አርባዕተ አካላት ሓቲታ

ሱዳን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዘይምቅዳው ንምፍታሕ ንንመንጎኝነት ኣርባዕተ ኣካላት ብዕሊ ሓቲታ ። ተንተንቲ ወጥሪ ክልቲኤን ሃገራት ብእዋኑ መፍትሒ እንተዘይረኪቡ ካብአን ሓሊፉ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ክሰፍሕ ይኽእል እዩ ክብሉ ይዛረቡ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሱዳን: ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምስሕሓብ ንምፍታሕ መንጎኝነት አርባዕተ አካላት ሓቲታ