ኣስመራ —
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ሎሚ ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ መሰናድኦታት ተዘኪሩ።ኣብቲ ኣብ ኣስመራ መካነ መቓብር ሓርበኛታ ዝተኻየደ ናይ ዝኽሪ ስነ-ሰርዓት፡ፐረዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡መዓልቲ ሰማእታት፡ናጽነት ንምምጻእን ሉአላውንት ሃገር ንምውሓስን ህይወቶም ብምኽፋል ብግብሪ ንዘውረሱና ክብርታትን ባህልን መብጽዓና ነሐድሰሉ ኣጋጣሚ’ዩ ኢሉ።
Your browser doesn’t support HTML5
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ምድላውት ተዘኪሩ ውዒሉ