ሰልፊ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ኒውዮርክ

ማእዛ ግደይ

ብሰኑይ 27 መስከረም፡ ተወለዶ ትግራይ ኣብቲ መበል 76 ስሩዕ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዝካየደሉ ዘሎ ከተማ ኒው-ዮርክ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም ነይሮም።

ንዕላማ እቲ ሰለማዊ ሰልፊን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳዳያትን፡ ንሓንቲ ካብቶም ወደብቲ እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ዝዀነት ማእዛ ግደይ አዘራሪብናያ አለና ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ሰልፊ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ኒውዮርክ