መቐለ —
ኣብ ቴለቪዥን ትግራይ ክሰርሑ ዝጸንሑ ሓሙሽተ ጋዜጠኛታት፡ ን53 መዓልታት ብዘይ ክሲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጽናሖም፡ ሎሚ ሰኑይ ነቶም ሰለስተ ካብኣቶም ክሲ ተመስሪቱዎም ኣሎ። እቶም ዝተረፉ ክልተ ግን ገና ይጽበዩ ኣለዉ። ንዝቐረሎም ክሲን ብወገን ቤተ-ዘመድን ጠበቓን ዝቐረብ ምጕት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ሰለስተ ካብቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ክሲ ተመስሪትዎም