ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለ ንእገዳ ቪዛ ኣሜሪካ

ኣሜሪካ ኣብዚ ሰሙን ንመራሕቲ ኢትዮጵያ: ኤርትራ: ሓይልታት ኣምሓራን ኣባላት ህወሓትን ክልከላ ቪዛ ምግባራ ምግላፃ ስዒቡ ንድምጺ ኣሜሪካ ርእቶኦም ዝ ሃቡ ነበርቲ መቐለ ከምዚ ይብሉ::


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለ ንእገዳ ቪዛ ኣሜሪካ