መቐለ —
ድሕሪ ስምምዕ ደቡብ ኣፍሪቃ ንፈለማ እዋን፡ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ ቀረባት መድሃኒት፡ ትስፉዎ ምጅማር ደኣ ይዅን እምበር፡ ምስቲ ዘሎ ጠላባት ክነጻጸር እንከሎ ግን ኣዝዩ ትሑት’ዩ ክብሉ ሰብ-መዚ እቲ ክልል ይገልጹ ኣለዉ። ተስፋኦም ተወሳኺ ቀረባት ክለኣኽ’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
▶ ርእይቶ ሰብ-መዚ ብዛዕባ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ ቀረባት መድሃኒት