"ረብሓ ትግራይ ኣብ ሕብረብሄራዊት ኢትዮጵያ ከመይ ይግለፅን ይረጋገፅን" ዝብል ኮነፈረስን ኣብ መቐለ ተኻይዱ
Your browser doesn’t support HTML5
"ረብሓ ትግራይ ኣብ ሕብረብሄራዊት ኢትዮጵያ ከመይ ይግለፅን ይረጋገፅን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዝተሰናደአ ኮንፈረስ ንክልተ መዓልታት ተኻይዱ::
ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ውድባት ፖለቲካ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ከመይ ይረጋገፅ ዝብል ኣማራፂ ሓሳብ ኣላልዮም::