ቪድዮ ምብጻሕ ፕረ.ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮጳ ኡርሰላ ቮን ደር ለያን ኣብ ኢትዮጵያ ታሕሳስ 09, 2019 ዜና ሮይተርስ Your browser doesn’t support HTML5 ፕረዚደንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮጳ ኡርሰላ ቮን ደር ለያን ናብ መዝነት ካብ ዝመጻ ንመጀመርያ ጊዜ ናይ ወጻኢ ሃገር መገሸአን ብኢትዮጵያ ብምጅማር ብቐዳም ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ አካይደን።