መቐለ — 
 
 
 
 
ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ፥ ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ምርጫ ናይ ምክያድ ሕቶ ብክልተ ምኽንያታት ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። ቦርድ ምርጫ ነቲ ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ሕቶ ከምዘይቅበሎ ዘፍልጠ፥ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ`ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ፥ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ምርጫ ናይ ምክያድ ሕቶ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ