አዲስ አበባ —
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ምርጫ’ታ ሃገር ዝመጽእ ወርሒ ነሓሰ ንምክያድ ረቂቅ ሰሌዳ ጊዜ ንምይይጥ አቕሪቡ።
ዝተፈላለዩ ተሳተፍቲ እቲ እዋን ምርጫ ምቹእ ኣይኮነን ብምባል እቲ ጊዜ ክናዋሕ ክሓቱ ከለው ገሊኦም ኸ አ ንቅድሚት ክሰሓብ ሓቲቶም ኣለው።
እቲ ቦርድ ተወሳኺ መድረኽ ምይይጥ ከምዘዳሉ ገሊጹ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ምርጫ'ታ ሃገር ኣብ ወርሒ ነሓስ ክካየድ ረቂቅ ናይ ጊዜ ሰለዳ ኣቕሪቡ