ዋሽንግተን —
ኣብ ሜክሲኮ ቲኋና ዝተባህለ ከባቢ ዝርከቡ ስድራ ዝጠፍኡዎም አባላት ስድረኦም ክደልዩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ይተኣኻኸቡ ። እቲ ዝኸፍአ ከጋጥም ይኽእል እዩ ብዝብል ድማ ንመሳለጥያ ዝሕግዝዎም ከም ኣባትር ባዴላን ካልኦት መሳርሕታትን ተጠቂሞም ኣብቲ ኸባቢ ድሕሪ ምብፃሖም ደሃዮም ካብ ዝሰምዑ ነዊሕ ዓመታት ዘቁ፟ፀሩ ስድረኦም ይደልዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሜክሲኮ: ዝጠፍኡ አባላት ስድራቤቶም ዝደልዩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ይተኣኻኸቡ