መቐለ —
ምኽትል ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤል ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ንመሓውራት ዜና'ቲ ክልል ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ፈደራል መንግስቲ ምስ ካልኦት ብምትሕብባር ኣብቲ ክልል ንምክያድ ዝተወጠነ ምርጫን ቁጠባ'ቲ ክልል ንምትዕንቓፍ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ከሲሶም።
ኤርትራ'ውን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ትኣትው አላ ፈደራል መንግስቲ'ውን ስቕ ኢሉ ይርእይ ኣሎ ኢሎም።
Your browser doesn’t support HTML5
መግለጺ ክልል ትግራይ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት