መግለጺ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብርፅዮን ገብረሚካኤል

ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ ነዚ ምምካት ከምዝተሰርሐን ሐዚ እውን መንግስቲ እቲ ክልል ሰላም ኣብ ምሕላው ብዕቱብ ይሰርሕ ምህላዉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብርፅዮን ገብረሚካኤል ተዛሪቦም::

እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺካብ ጋዜጠኛታት ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም::

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብርፅዮን ገብረሚካኤል

ኣብ ጉዳይ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ: ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብቲ ክልል ዶብ ከፊቶም ብመኪና እንተመፂኦም ክንቕበሎም ኢና: ነባሪ ሰላም ኣብ ሞንጎ ክልቲኣን ሃገራት ክመፅእ ንምግባር ትካላዊ አስራርሓ ምዝርጋሕ የድሊ ኢሎም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብርፅዮን ገብረሚካኤል