መቐለ —
ኢህወደግ ብሽም ውህደት ሓዱሽ ውድብ እዩ ይምስረት ዘሎ ክብሉ ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሓቢሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
መግለጺ ህውሓት ኣብ ውህደት ኢህወዲግ
ዶክተር ደብረፅዮን ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ውድቦም ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕን ማእከላዊ ኮሚቴ ኣብ ውህደት ጠሚቱ ዘሕለፎ ውሳነ ናይ መወዳእታ መዕለቢ ዝህልዎ ብጉባኤ ብምዃኑ ህፁፅ ጉባኤ ክፅዋዕ እዩ ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
መግለጺ ህውሓት ኣብ ውህደት ኢህወዲግ