መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ጀሚሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ክልተ ዓመታት ክሳብ 300-ሽሕ ዝበጽሑ ዕጡቓት ነበር ናብ ሲቪላዊ ህይወቶም ንምምላስ ዓሊሙ ይሰርሕ ከም ዘሎ ሎሚ ኣብ መቐለ ኣብ ዝገበሮ ፈላሚ ርክብ ኣመልኪቱ።