መቐለ —
15 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት መቐለን ሓውዜንን ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓት ቅድሚ ትማሊ ቀዳም ተዘኺሩ ውዒሉ።
ምኽትል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ላዕለዎት መራሕቲ እቲ ክልል ስድራ ስውኣትን ጉዱኣት ኲናትን ኣብ እግሪ ሓውልቲ ሰማእታት ዕታር ዕምበባ ኣንቢሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
መዓልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት መቐለን ሓውዜንን ተዘኺሩ ውዒሉ