መንግስቲ ክልል ትግራይ ፖለቲካዊ ውድባት ናብ ሃገር ኣትዮም ሰላማዊ መንገዲ ክንቀሳቀሱ ጸዊዑ

ቅድሚ ሓደ ወርሒ ብረታዊ ቃልሲ ደው ከምዘበለ ዘፍለጠ ዴሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ኣባላቱን ኣመራርሕኡን ኣብ ትግራይ ኣትዮም ብሰላማውን ሕጋውን መንገዲ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስ ከካይዱ መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።

መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብ ትግራይ ኣትዮም ብሰላማውን ሕጋውን መንገዲ ንክሳተፉ ንምግባር ድልው እየ ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ ክልል ትግራይ ፖለቲካዊ ውድባት ናብ ሃገር ኣትዮም ሰላማዊ መንገዲ ክንቀሳቀሱ ጸዊዑ