መቐለ —
መንግስቲ ትግራይ ኦነግ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንዝገብሮ ሰላማውን ሕጋውን ቃልሲ ሓገዝ ክገብር እየ ኢሉ።
ኣባላት ሰራዊት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ (ኦነግ) ናብ ኢትዮጵያ ብግንባር ዛላንበሳ ኣብ ዝኣተውሉ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣቀባብላ ተገይርሎም።
Your browser doesn’t support HTML5
ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ሰራዊትን ኣመራርሓን ኦነግ- ኢትዮጵያ
ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ኣባላት እቲ ውድብ በቲ ኣቀባብላ ከምዝተሓጎሱ ተዛሪቦም፤ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝግበር ሰላማዊ ቃልሲ ድማ ግደኦም ከምዘበርክቱ ገሊፆም።
Your browser doesn’t support HTML5
መንግስቲ ክልል ትግራይ ኦነግ ኣብ ዘካየዶ ሰላማዊ ቃልሲ ከምዝተሓጋገዝ ኣፍሊጡ