መቐለ —
‘መንግስቲ ኤርትራ ብግንባር ባድመ ሎሚ ሰሉስ ወራር ከምዝፈጸመ’ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊጹ።
መራሒ’ቲ ክልላዊ መንግስቲ ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለጽ ‘ብሰራዊት ፌደራልን ክልል ኣምሓራን ዝተፈጸመ ወራር፣ ኣብ ንምክተሉ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንክልቲኦም ሓይልታት ንምሕጋዝ ኢሉ ብድሕሪት ወጊኡና’ ኢሎም።
Your browser doesn’t support HTML5
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ግንባር ባድመ ወሪሩና ይብሉ መራሒ ክልል ትግራይ