ዋሽንግተን —
ተቐዳደምቲ ጋንታ ዳይመንሽ ዳታ ዝኾኑ ኤርትራዊት መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ኣብቲ ጽባሕ ሶሉስ ኣብ ስጳኛ ዝካየድ ቮልት ኣ ቦርገስ ንምስታፍ ኣብ ስጳኛ ይርከቡ።
ብዛዕባ’ቲ ጽባሕ ዝካየድ ውድድርን ምድላዋቶምን ዝምልከት ምስ መርሃዊ ቅዱስ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
መርሃዊ ቅዱስ ብዛዕባ ውድድር ቮልት ቦርገስ ስጳኛ